• ምርዳእ ብሓባር መንበሪ ገዛ ምክራይ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

  • Sep 17 2024
  • Length: 9 mins
  • Podcast

ምርዳእ ብሓባር መንበሪ ገዛ ምክራይ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

  • Summary

  • ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ሓባር ምክራይ መንበሪ ገዛ እናበዝሐ ይኸይድ ኣሎ፡ እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ሰባት ንናይ ገዛ ክራይ ዝግበር ወጻኢታት ንምቑጣብ ምስ ኻልኦት ኮይኖም ብሓባር ገዛ ንምኽፋል እዩ ። ነዚ ውሳነ እዚ ክትገብር ከለኻ ፡ እንታይ ቀንዲ ረቛሒታት ኢኻ ኣብ ግምት ከተእቱ ዘሎካ ? ከመይ ጌርካኸ ኢኻ ካብ ምጥፍፋእ ወይ ስካም ክትድሕን እትኽእል ? ኣብዚ ናይ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብና ብዛዕባ ምስ ብሓባር መንበሪ ገዛ ምክራይ ዝተሓሓዙ ጉዳያት ክንድህስስ ኢና ።
    Show More Show Less
activate_samplebutton_t1

What listeners say about ምርዳእ ብሓባር መንበሪ ገዛ ምክራይ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Average customer ratings

Reviews - Please select the tabs below to change the source of reviews.