• ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መስከረም 2024)

  • Sep 18 2024
  • Length: 5 mins
  • Podcast

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መስከረም 2024)

  • Summary

  • ንሎሚ 18 መስከረም 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ሊባኖስን ገለ ክፋላት ሶርያን ብኣማእታት ዝቝጸሩ ብኢድ ዝትሓዙ ተተኮስቲ ተፈንጂሩ ፡ ብዙሓት ሞይቶምን ኣሻሓት ቆሲሎምን ኣብ ምዕራባዊ ኣውስትራሊያ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ብዛዕባ ኣብታ ግዝኣት 10 ደቀባት ምጥፋኦም ኣፍልጦ ንምርካብ ሰልፊ ኣካይዶም ። ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓደጋ ከይተወርድ ዓቢ ስግኣት ፈጢራ ዝጸንሐት መርከብ ነዳዲ ናብ ውሑስ ቦታ ከምዝገዓዘት ተፈሊጡ።
    Show More Show Less
activate_samplebutton_t1

What listeners say about ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መስከረም 2024)

Average customer ratings

Reviews - Please select the tabs below to change the source of reviews.