• ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 መስከረም 2024)

  • Sep 19 2024
  • Length: 15 mins
  • Podcast

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 መስከረም 2024)

  • Summary

  • ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ በይሩትን ኣብ ካልእ ክፋል ሊባኖስን ፡ መስራሕታት መዛረቢታት ዎኪቶኪን መሳርሒ ጸሓያዊ ጸዓት ተባሪዖም ብዙሓት ሰባት ተቐቲሎም ። ገዛውቲ ንዝዕድጉ ሓገዝ ንኽረኽቡ ብሰልፊ ለበር ዝወጸ ሕጊ ኣብ መንጎ እቲ ሰልፍን ሰልፊ ግሪንስ ን ኣዋርሕ ዘተ ክግበር ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ደውታ በጺሑ። ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ኣብ ኤርትራ ጋዜጣታት ብሕቲ ዝተኣገዳሉ መበል 23 ዓመት ይዝክሩ ኣለዉ።
    Show More Show Less
activate_samplebutton_t1

What listeners say about ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 መስከረም 2024)

Average customer ratings

Reviews - Please select the tabs below to change the source of reviews.